Category Archives: News ዜና

ህዝባዊ ስትራተጂ ንምውሓስ ሉዑላውነት ኤርትራ ውህደት ደላዪ ፍትሕን ዓለም ለኻዊ ትካላትን ንምክልኻል እውጅ ወራር ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ

እዚ ብውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ዝተበገሰ ኮይኑ፡ ንኹሎም ኣብ’ዚ ጉዳይ’ዚ ዝግደሱ ሃገራውያን ዓቕሞም ንኸበርክቱ ክፉት ኢዩ። ዝግበረሉ ኣገባብ ብዞም ኣብ’ዚ ዝስዕብ ዕለትን ሳዓትን ኮይኑ ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።

Time: Aug 16, 2025 06:00 PM Amsterdam, Berlin, Rome, Stockholm, Vienna

https://us02web.zoom.us/j/82461584310?pwd=SbC99AXoUsoiYTVlSdVatlVyCKKnJk.1