“ክንሰምዖ ዘይንደሊ ዘረባታት ክንሰምዕ ዊዒልና!”፡ ቛንቛ ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ስኒትን ምክእኣልን ዘይርደኦ መሪሕነት ሰዲህኤ ነበር[1]
ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.)
እቲ ተጎሊሉ ዝኸደ መሪሕነት ሰዲህኤ ነበር፡ “ፈጻሚ ሽማግለ ሰዲህኤ ኣኼባኡ ኣክይዱ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ “—በዚ መሰረት ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ልዕሊ ሕጋውነትን ቅዋማዊ ኣሰራርሓን ሰዲህኤ ክስንዘሩ ዝጸንሑ ፈተነታት መሰረት ዘየብሎምን ዘይሓላፍነታውያን ምንባሮም ኣመዝጊቡ።” ዝብል ደምዳሚ መግለጽ ኣስፊሩ ይርከብ። ናይ እንግሊዘኛ ትርጒሙ ካኣ ከምዚ ይብል፡ Continue reading “ክንሰምዖ ዘይንደሊ ዘረባታት ክንሰምዕ ዊዒልና!”፡ ቛንቛ ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ስኒትን ምክእኣልን ዘይርደኦ መሪሕነት ሰዲህኤ ነበር
