“ፈሊጡ ዝደቀሰስ፡ ነቕኒቕካዮ ነይሰምዕ”፡ ናይ ሰላም ጸውዒት ዝነጸገ መሪሕነት ሰዲህኤ ነበር
ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.)
ምቸስ፡ ኩላትና ከምንፈልጦ፡ ለባማት ኣቦታትና ኣብ ባይቶ ዓዲ ምስታኣከቡ፡ “እገሌን እገሌን (ሽሞም እንዳጠቀሱ) ተሳሓሒቦም/ኣይተቓደውን ዘለዉ’ሞ እስከ ዓብይቲ/ለባማት ዓዲ እገሌን እገለን ኮይንኩም ርኸብዎም” እንዳበሉ ንዝተባኣሱ ብሰላምን ብምርድዳእን ይዓርቁ ነይሮም። እዚ ካኣ ካብቶም ‘ሰላም፣ ስኒት፣ ፍቕሪ፣ ሕውነት፣ ምክእኣልን ምጽውዋርን’ ብምፍጣር ቅሱንን ርጉእን ናይ ዓዲ ሂወት ንኽህሉ ካብ ዝገብሩ ኣቦታትና ዝጥቐምሎም ‘ብሱላት ኣገባባት ኣፈታትሓ ግርጭታት’ ሓደ ኢዩ። Continue reading “ፈሊጡ ዝደቀሰስ፡ ነቕኒቕካዮ ነይሰምዕ”፡ ናይ ሰላም ጸውዒት ዝነጸገ መሪሕነት ሰዲህኤ ነበር
